🎉 ዝደለኹሞ ሎሚ ጥለቡ ኣብ ዝደለኹሞ ኣድራሻ ከነምጻኣልኩም ኢና፡
“Men’s Habesha Style — ባህልን ዘመናዊ ቅድን ብሓደ።”
$ 90
በቀዳማይ ደረጃ ፒስ ጨርቂ ዝተዳለው ኣዝዩ ሉስሉስ ንክትክደኖ ሙቾት ዝህብ ናይላዕሊ ማልያን ስረን ብ ዉሑሉል ናይ ሲንጀር ጥልፊ ዝወቀበ
ማራኪ ኮይኑ ንክክረይ ሕሊፍ ሕሊፍ ኢሉ ዕንቂ ዘገጸ ንዝተፈላለዩ ኣጋጣሚታት ክትለብሶም ትኪእል ኣዝዮም ማረክቲ ክዳን ደቂ ተባዕትዩ









