“ጽባቀ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዝርዝር፣ ግርማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቅርጺ። እዚ ክዳን ሓበሻ ንዝኾነ ፍሉይ መዓልቲ ጽባቐ ዝውስኽ እዩ።”

$ 215

ብ መነን ዝተሰርሀ ሉስሉስ ኑቁሕ ቀዳማይ  ደረጃ ዘለዎ መነን ዙርእዩ ብሲንጀር ጥልፊ ዝተሰርሐ ነቲጥልፊ መወቀቢ ብዘንጸባርቅ ዑንቂ ዘገጸ

ብቅርጺ ሰውንትኪ ዝተሰፍየ ብራተለ(ጃፖኒ) ኣሰፋፍያ ዘለዎ